ሕብረት ኣፍሪቃ፡ ኣብ ሱዳን ጎናዊ መንግስቲ ምምስራት ናብ ተወሳኺ ሕንፍሽፍሽ ዘእቱ`ዩ ክብል ኮኒኑ። እዚ ዝኸውን ዘሎ፡ ሓይልታት ወሃብቲ ህጹጽ ደገፍን መሻርኽቶምን ኣብ ሱዳን ሓደ ጎናዊ መንግስቲ ...
ሓይልታት ጸጥታ ፓኪስታን ሎሚ ረቡዕ ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ እታ ሃገር ዘካየዶ ወታሃደራዊ ስርሒት ካብ ዝተጨውየት ባቡር ጅሆ ተታሒዞም ዝነበሩ 190 ሰባት ምድሓኖምን ካብ ጨወይቲ ድማ 30 ምቕታሎምን ኣፍሊጡ። እታ ኣስታት 450 ተጓዓዝቲ ሒዛ ዝነበረት ባቡር ትማሊ ሰሉስ ብዘጋጠማ መጥቃዕቲ ነታጒን ተዅሲን ደው ንምባል ...
ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣብ መንጎ ፕረዚደንትን ምኽትሉን ሓድሽ ወጥሪ ኣብ ዝዓረገሉ፡ ጸጥታ ርእሰ-ከተማ ጁባ ንምውሓስ ዩጋንዳ ሰራዊታ ልኢኻ። ዩጋንዳ ነቶም ሰራዊት ብጠለብ ደቡብ ሱዳን ከም ዝለኣኸቶም ትገልጽ። ሚኒስተር ዜና ደቡብ ሱዳን ግን ንምውፋር ሰራዊት ዩጋንዳ ነጺጉዎ ኣሎ። ንምውፋር ሰራዊቱ ናብ ጁባ ኣብ ማሕበራዊ ...
(ህወሓት)ን ንግዜያዊ ምምሕዳር ዝመርሕ ዘሎ ካልእ ኣካልን ዝጸንሐ ምትፍናን ኣብ ዝዓረገሉ፡ ምምሕዳር ከተማ ዓዲግራት ሎሚ ሰሉስ ብዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ክንፊ ህወሓት ዝመዘዞ ከንቲባ ...
The code has been copied to your clipboard.
Some results have been hidden because they may be inaccessible to you
Show inaccessible results